Wejerat Archive LogoWEJERAT

    WEJERAT

    ምሕላው ታሪካዊ ኣመፃፅኣ፣ ባህልይ ፍልጠትይ ወጀራት ፤ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ፤ ኢትዮጵያ ትግነ።

    • ብዛዕባና
    • መልአኽቲ ልኣኹልና
    • ትመዝገብ
    • hello@wejerat.com
    • @wejerat.archive
    • @wejerat-archive

    ቋንቋ

    © 2025 ማህደር ወጀራት። ኹሉ መሰላቱ ድትሓለወ ዉኡ።

    ፖሊሲ ምሽጢራዊነትሕጊ ኣገልግሎት

    ወግዕታትይ ፅሑፋትይ

    ጽሑፋት፣ መግለጺ፣ ትምህርቲ ካብ መዝገብ።

    BlogPublished on 6/19/2026

    ኣጠፋፍኣ ቖላሕሪ ሳይንሳዊ ስሕተት'ዶ ህዝቢ ድምጥማይ ትገበረ ፖለቲካዊ ሜላ?

    ቖላሕሪ ህዝቢ ወጀራትይ ራያይ ካቶም ዓበይቲ ድምግብነት ሰብይ እንስሳይ ድጥቀምሎም ተፈጥረኣዊ ሃፍትታ እቲ ሓደ ወኡ። ስለዚ ቖላሕሪ ምጥፋእ ማለት ድዚ ህዝቢ ምጥማይ ማለት ወኡ። ብድጠመየ ረድኤት(ሴፍትኔት) ብምሃብ እድ መንግስቲ ላትቓሞተ ክንብርይ ክግዛእይ ድገበረ ፖለቲካዊ ዓወት ወኡ። ግን ብስሩ፡ ቖላሕሪ ክጠፍእ ትገበረሉ መንገዲ ኾነ ብልኻ ደኡ ወይ'ኩ ብኣጋጣሚ ትገነየ ሳይንሳዊ ስሕተት ወኡ?

    BlogPublished on 6/19/2026

    The Brave People of Wejerat

    Wejerat (ወጀራት), in southeastern Tigray, is an ancient community known for its strong traditions of self-governance, resilience, and agro-pastoralist life, shaped by centuries of cultural cohesion and environmental challenges.