ውርሲ ጥበብይ ታሪክይ
ድ ደቡባዊ ምብራቕ ትግራይ ትግነይ ወጀራት፡ ጥንታዊ መትከል ቓንጪ ሓቂ ፤ ፍጹም ማዕርነትይ ኣቦ ገረብይ፡ ካቶም ትራቐቑ ስርዓታት ኣፈታትሓ ግጭታይ ድሞክራስያዊ ምሕደራይ ኣፍሪካ ድኾነት ዉኣ። ድዘመናት ህዝብና ኩሉ ድምፅ ፍፁም ማዕረ ድኾነሉ ደሞክራስያዊ ምሕደራ ድመሓደረሉይ፡ ብ ደቂ ተባዕትዮ ፤ ደቂ ኣንስትዮይ መንፈሳውያን መራሕትይ ድመፅእ ሓበራዊ ጥበብይ ሓበረታታትይ ድዓበይቲ ውሳኔታት ትጠቑሙሎም ዉኡ።
ና ቓረባ ግዜ ፅሑፋት
ድቓረባ ግዜ ትፅሓፉ ስለ ባህሊ፣ ታሪክይ ቅርሲታትይ ወጀራት አግንይ
መደባትናይ ድሑዝቶታትናይ
ኣብ ዝተሰናዳኡ ሕትመታት ብጥልቀት እተዉ እሞ ኣገራሚ ዛንታታት ርአ።
"ሓይሊ ወጀራት ድ ቓንጪ ሓቂ፣ ናኹሉ ወዲ ኣዳም ድምፂ ፍፁም ማዕረ ድቑፀረሉይ፣ ደመር ፤ እቶም ድሐሸ ጥበብይ ፍልጠትይ ድንኦዎም ኣሽኡን፣ ኣንእስትይ መንፈሳዊ መራሕትይ ፀገማት ድፍትሖሉይ ትደረኸ ውኡ።"
እዞም ጥንታዊያን ዴሞክራስያዊ መርሆታት ህዝብና ድዘመናት ፍትሓዊ ምሕደራ ድክህልዎይ ፤ ሓቀኛ ሓይሊ ካ ንጉሳዊ ወይ መሳፍንታዊ ምሕደራ ደይኮነ'ኩ ካ ሓድነትይ ሓበራዊ ጥበብይ ድመጽእ ምዃኑ ድክርዳእ ዓዉዪ ሓገዝ ገብሮም ዉኦም።
The Spirit of Wejerat



