እዚ ድንነፍሲ ወከፍ ክፋል ጥንታዊ ጥበብ ፤ ባህሊ ፤ ዛንታታት ፣ ባህላዊ ጨወታታት ፤ ስነ-ጥበባዊ ስርሒትታይ መዓልታዊ ኣናባብራይ ወጀረቶት ድፀሓፈሉይ ድግነየሉይ ድሕረ ገፅ ዉኡ።

    ድሙንቶ እዚ ገብሪለና?

    ናታሪክ ምስክራት ላሃለዉ ታሪክና ንዓቅብ

    ወጀራት ድቓንጪ ሓቂ (ናነፍሲ ወከፍ ወዲ ኣዳም ድምፂ ማዕረ ድቑፀረሉ)፡ ደመር (ዓበይቲ ዓዲ፡ ኣንእስቲ፡ ኣሽኡን፡ መንፈሳውያን መራሕቲ ሓበራዊ ዊሳነ ድህብሉ)፡ ኣቦ ገረብ (ብምኽክር ግርጭት ፍትሒ ድምሃብይ ዕርቒ ድምውራደይ ድሕግዝ ስርዓት) ድነዊሕ እዋን ሃም ወና መሳረሒ ትጠቕማትሎም ዉኣ። ሐዚ ዓበይቲ ዓዲይ ናታሪክ ትማራመርትይ እቲ ድፈልጥዎ ብተኣማንነት ድክንዕቅቦ ፍልጠቶም ከካፍሉና ንሓትትለና።

    ቕርሲ ወጀራት ድማሕበረሰብናይ ዓለምይ ድኻፍት ፤ ናጸገም ምፍታሕ ልምድታት፡ ባህላዊ ጨወታታት፡ ስራሕቲ ኢድ ፡ ማሐበራዊ በዓላትይ ኣከባብርኦምይ ፡ ቋንቋይ ፤ ገና ህያው ላሃለዉ፡ ብግዜ ተይጠፈኡይ ድክዕቀቡይ ፡ ድኾነ ኣንባቢ ፡ ድቓረባ ይኹን ድርሑቕ ድንኦ፡ ብኣግባብ ዳንብብሉይ ዳፅንዕሉይ ሓደ ህዝባዊ ማህደር ሃንፅለና።

    ዕላማ

    ሓደ ማህደር፣ ሓደ ዕላማ

    ጥንታዊ ጥበብይ ህያው ባህልይ ድኢድ ሽማግለታትይ ፈላጣት ታሪክይ ላሃለወ ፤ ድማሕበረሰብናይ ድመላእ ዓለም ድግነዩ ኣንበብትይ ፈተዉቲ ታሪኽይ ብቓልሉ ትበፃሒ ድምግባር ድሓደ ናኦንላይን ማህደር ብጥንቃቐ ምዕቃብ።

    ራእይ

    ደጊሙ ድጥቕሚ ድክውዕል

    ታሪክ ጥራሕ ደይኾነኩ ፤ ባህላዊ ምፍታሕ ፀገም ስርዓታት ፤ ጨወታታት ፤ ኢደ ጥበባትይ ድተግባር ድወዓሉ ፍልጠታትይ ፤ ናሐዚይ ናቓፃልይ ስድራቤታት ፡ ኣብያተ ትምህርቲ ፡ ፈተውቲ ታሪኽ ወጀራትይ ብኣግባብ ድክመሃሩሎምይ ድተግባር ድካውዕሉዎምይ ብንፁር ምቕርቦም።

    ከመይ ድንስርሕ

    ክብርታት

    ኣርባዕተ ቃላት ነዚ ማህደር ንምጥንካርን ንምጥቀምን ድይመርሑና።

    ሓቅነት

    ካብ ስም ዝተጠቐሱ ኣረጋውትን ምንጪ ሕብረተሰብን ጀምር፣ ዝርዝራት ኣረጋግጽ፣ ግምገማ ምቕባል — ብ ግምት ምስርሑ የብልኩን።

    ሕብረተሰብ

    ምስ እቶም ባህል ዝሓዙዎ ስድራታት ብ ሓባር ምስራሕ፣ ፍቓድን ምርካብን ዘተን ኣብቐድምነት።

    ውርሲ

    ቋንቋ፣ ኪነት፣ ምጽዋትን ምኽርን ህያው ክሕልዉ እዮም — ብ ትኽክልን ብ ጥንቃቐን ንሕዝዎም።

    ኽፉት ትበፃሕነት

    ናወጀራት ማፃኢ ወለዶ ቕድምያ ብምሃብ፤ እዚ ትዓቀበ ታሪክ ድኹሉ ብኣኽብሮት ድዲሓዞ ሰብ ኽፉት ኾኑ ድዘልዓለም ይቕጽል።

    ካብ ትውፊት

    ቶ ይመርሐና

    ሃመይ ገብርና ዓብዩ ፍልጠትይ ሓቃዊነት ትመልኦ ታሪክ ሃምንእክብይ ንዕቅብይ ፤ ሰለስተ መርሆታት ፍትሓውነትይ ሰላምይ ይሕግዙና።

    ፍጹም ማዕርነት

    ቓንጪ ሓቂ

    ድውሱናት ጥራሕ ደይኾነ'ኩ ፤ ኹሉ ድምፂ ፍፁም ማዕረ ድቑፀረሉይ ድስመዐሉይ።

    ሓበራዊ ጥበብ

    ደመር

    ዓበይቲ ዓዲ ፣ ኣንስቲ ፣ ኣሽኡንይ መንፈሳዊ መራሕትይ ፤ ሓበራዊ ዉሳነ ድህብሉ።

    ና ደቂ ሃገር ፍትሒ

    ኣቦ ገረብ

    ምምኽኻር፣ ምዕራቕ ፣ ሓበራዊ ተሓታትነት ፤ ፍትሒ ደይጎድለሉይ።

    ቶ ንገብር?

    ንእክብ ፣ ሓቅነቱ ናረጋግፅ ፣ ንሕትም

    ዝርርብ፣ ምስላት፣ መዛሙር ምዝገብን መጽናዕትን ኣብ ሓደ ዝተሰርዔ ቤት ንእትዎም።

    ምስማዕይ ምቕዳሕይ

    ናይ ኣረጋውቲ መስክሕቲ፣ ኣፋዊ ታሪኽ፣ ግጭት ናብ ምምላስ ከመይ ዝምርሕ — ብ ዕለት፣ ምንጪን ምርግጋጽን።

    ምጽዋት፣ በዓል፣ ኪነት

    ባህላዊ ምጽዋት፣ በዓላት፣ ፋሽን፣ መሳርሒታትን ምዕቃብን — ካልእ ተማሃራይ ክከተል ዝኽእል ጽሑፍ።

    ማህደር ምሕዳስ

    መጻሕፍቲ፣ ማስታወሻ ሰድሪ፣ ምስላትን ድምጺን ንምድላይን ንምርግጋጽን ንምጥቃም ንስድሞም።

    ናብ መጻኢ ምላእ

    መንእሰት ኣብ ቤት፣ ደቂ ሓገዝ፣ ጸሓፍትን ናይ ቋንቋ ተመራመርትን ተመራመርትን ጐረባትን ብ ሓባር ዝዓቢ ምዝገባ ይካፈሉ።

    ይሳተፉ

    ድዚ ያሐትሙ

    ቓለ መሕትት ብምግባር፣ ብምፅሓፍ፣ ስእሊ ብምውሳድይ ታሪኻዊ ሓቂታት ብምፍታሽይ ይሓግዙ። ናመፃኢ ወለዶና ስለ ዓድና ፍልጠት ድምውራስ እቲ ታሪኽ ተይጠፍአይ እቶም ናታሪክ ምስክር ዓበይቲ ዓዲ ላሃለዉ ሐዚ ብሓደ ንመዝግቦ።