BlogPublished on 6/19/2026
ኣጠፋፍኣ ቖላሕሪ ሳይንሳዊ ስሕተት'ዶ ህዝቢ ድምጥማይ ትገበረ ፖለቲካዊ ሜላ?
ቖላሕሪ ህዝቢ ወጀራትይ ራያይ ካቶም ዓበይቲ ድምግብነት ሰብይ እንስሳይ ድጥቀምሎም ተፈጥረኣዊ ሃፍትታ እቲ ሓደ ወኡ። ስለዚ ቖላሕሪ ምጥፋእ ማለት ድዚ ህዝቢ ምጥማይ ማለት ወኡ። ብድጠመየ ረድኤት(ሴፍትኔት) ብምሃብ እድ መንግስቲ ላትቓሞተ ክንብርይ ክግዛእይ ድገበረ ፖለቲካዊ ዓወት ወኡ። ግን ብስሩ፡ ቖላሕሪ ክጠፍእ ትገበረሉ መንገዲ ኾነ ብልኻ ደኡ ወይ'ኩ ብኣጋጣሚ ትገነየ ሳይንሳዊ ስሕተት ወኡ?